Imam Bukhari : 2464
حَدَّثَنَا ابْنُ أَبِي مَرْيَمَ أَخْبَرَنَا مُحَمَّدُ بْنُ جَعْفَرٍ قَالَ أَخْبَرَنِي زَيْدٌ عَنْ عِيَاضِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ عَنْ أَبِي سَعِيدٍ الْخُدْرِيِّ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ أَلَيْسَ شَهَادَةُ الْمَرْأَةِ مِثْلَ نِصْفِ شَهَادَةِ الرَّجُلِ قُلْنَ بَلَى قَالَ فَذَلِكَ مِنْ نُقْصَانِ عَقْلِهَا
ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቢ ማርያም] ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ጃዕፋር] ኢሉ፡ ነጊሩኒ ኣሎ [ዛይድ] ካብ [ዒያድ ቢን ዓብደላ] ካብ [ኣቡ ሰዒድ ኣል ኹድሪ ራድሊያላሁ ዓንሁ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: 'ምስክርነት ጓል ኣንስተይቲ ከም ፍርቂ ምስክርነት ናይ ሰብኣይ?’ ኢሉ መለሰሉ። እተን ደቂ ኣንስትዮ ድማ 'ልክዕ እዩ' ኢለን መለሳ። ኣስዒቡ ድማ 'እዚ ምልክት ፍርቂ ብልሒ እዩ' ኢሉ።