Imam Nasa'i : 5290
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ آدَمَ بْنِ سُلَيْمَانَ عَنْ ابْنِ الْمُبَارَكِ عَنْ ابْنِ أَبِي ذِئْبٍ عَنْ الْمَقْبُرِيِّ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ إِنَّكُمْ سَتَحْرِصُونَ عَلَى الْإِمَارَةِ وَإِنَّهَا سَتَكُونُ نَدَامَةً وَحَسْرَةً يَوْمَ الْقِيَامَةِ فَنِعْمَتِ الْمُرْضِعَةُ وَبِئْسَتِ الْفَاطِمَةُ
ብ[መሓመድ ቢን ኣደም ቢን ሱሌማን] ካብ [ኢብኑል ሙባረክ] ካብ [ኢብን ኣቡ ድዚ`ብ] ካብ [ኣል መቕቡሪ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ተነጊሩና ኣሎ: ‘ስልጣን ክትረኽቡ ህርፋን ክትገብሩ ኢኹም: ኣብ መዓልቲ ቅያ ግን ጣዕሳን ክሳራን ክኸውን እዩ። ጡብ ምጥባው ክንደይ ጥዑም ምዃኑን ጡብ ንምቁራጽ ክንደይ ከቢድ ምዃኑን’ ኢሉ መለሰሉ።