Buah dari pohon kurma yang sudah dikawinkan menjadi milik penjual kecuali disyaratkan pembeli dalam akad
Imam Nasa'i : 4557
أَخْبَرَنَا إِسْحَقُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ قَالَ أَنْبَأَنَا سُفْيَانُ عَنْ الزُّهْرِيِّ عَنْ سَالِمٍ عَنْ أَبِيهِعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ مَنْ ابْتَاعَ نَخْلًا بَعْدَ أَنْ تُؤَبَّرَ فَثَمَرَتُهَا لِلْبَائِعِ إِلَّا أَنْ يَشْتَرِطَ الْمُبْتَاعُ وَمَنْ بَاعَ عَبْدًا وَلَهُ مَالٌ فَمَالُهُ لِلْبَائِعِ إِلَّا أَنْ يَشْتَرِطَ الْمُبْتَاعُ
ንዓና [ኢሻቕ ቢን ኢብራሂም] ምስ ሓበረና፤ ጸብጺቡልና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ሳሊም] ካብ [ኣቡኡ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ኢሎም:- ድሕሪ መርዓ ኦም ስየ ተምሪ ዝገዝእ ሰብ: እቲ ዝገዝእ ሰብ እቲ ፍረ ንዕኡ ክኸውን ዝጠልቦ እንተዘይኮይኑ እቲ ፍረ ናይቲ ዝገዝእ ሰብ እዩ: እቲ ባርያ ዝገዝእ ንሱ ድማ ንብረት ዘለዎ ሽዑ እቲ ንብረት ናይቲ ዝሸይጥ ሰብ እዩ:: እቲ ዝገዝእ ሰብ ዝጠልቦ እንተዘይኮይኑ'።