Imam Nasa'i : 3703
أَخْبَرَنَا إِسْحَقُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ قَالَ أَنْبَأَنَا الْفَضْلُ بْنُ مُوسَى قَالَ حَدَّثَنِي مُحَمَّدُ بْنُ عَمْرٍو قَالَ حَدَّثَنَا أَبُو سَلَمَةَ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَعَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ لَمَّا خَلَقَ اللَّهُ الْجَنَّةَ وَالنَّارَ أَرْسَلَ جِبْرِيلَ عَلَيْهِ السَّلَام إِلَى الْجَنَّةِ فَقَالَ انْظُرْ إِلَيْهَا وَإِلَى مَا أَعْدَدْتُ لِأَهْلِهَا فِيهَا فَنَظَرَ إِلَيْهَا فَرَجَعَ فَقَالَ وَعِزَّتِكَ لَا يَسْمَعُ بِهَا أَحَدٌ إِلَّا دَخَلَهَا فَأَمَرَ بِهَا فَحُفَّتْ بِالْمَكَارِهِ فَقَالَ اذْهَبْ إِلَيْهَا فَانْظُرْ إِلَيْهَا وَإِلَى مَا أَعْدَدْتُ لِأَهْلِهَا فِيهَا فَنَظَرَ إِلَيْهَا فَإِذَا هِيَ قَدْ حُفَّتْ بِالْمَكَارِهِ فَقَالَ وَعِزَّتِكَ لَقَدْ خَشِيتُ أَنْ لَا يَدْخُلَهَا أَحَدٌ قَالَ اذْهَبْ فَانْظُرْ إِلَى النَّارِ وَإِلَى مَا أَعْدَدْتُ لِأَهْلِهَا فِيهَا فَنَظَرَ إِلَيْهَا فَإِذَا هِيَ يَرْكَبُ بَعْضُهَا بَعْضًا فَرَجَعَ فَقَالَ وَعِزَّتِكَ لَا يَدْخُلُهَا أَحَدٌ فَأَمَرَ بِهَا فَحُفَّتْ بِالشَّهَوَاتِ فَقَالَ ارْجِعْ فَانْظُرْ إِلَيْهَا فَنَظَرَ إِلَيْهَا فَإِذَا هِيَ قَدْ حُفَّتْ بِالشَّهَوَاتِ فَرَجَعَ وَقَالَ وَعِزَّتِكَ لَقَدْ خَشِيتُ أَنْ لَا يَنْجُوَ مِنْهَا أَحَدٌ إِلَّا دَخَلَهَا
ተጸብጺቡልና ኣሎ [ኢሻቕ ቢን ኢብራሂም] ከምዚ ኢሉ፤ ጸብጺቡልና ኣሎ [ኣልፋድል ቢን ሙሳ] ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩኒ ኣሎ [መሓመድ ቢን ዓምሩ] ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ሰላማ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ካብ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም: ‘ረቢ ሰማይን ሲኦልን ምስ ፈጠረ ንጅብሪል ዓለይሂሰላም ናብ ሰማይ ለኣኾ: ኣብ ውሽጣ ርኣዩን ንነበርታ ዘዳለኽዎን’ ብድሕሪኡ ጅብሪል ናብ ሰማይ ጠሚቱ ተመሊሱ ክብረትካ ይጸናሕ:: ብርግጽ ሓደ እኳ እንተዘይኣተወ ዝሰምዖ የለን'። ሽዑ ኣላህ -ንሰማይ ብዝጽላእ ነገር ክትሽፍኖ- ኣዘዘ፡ ስለዚ ሰማይ ብገለ -ብደቂ ሰባት- ዝተጸልአ ነገር ተሸፈነት። ቀጺሉ ኣላህ ከምዚ በለ: ‘ናብ ሰማይ ኪድ እሞ ርኣዮን ንነበርታ ዘዳለኽዎን’ በለ። ሽዑ ጅብሪል ጠመቶ፡ ሰማይ ብዘይጥዑም ነገራት ተኸቢባ ከም ዝነበረት ተረጋገጸ። ጅብሪል ድሕሪኡ 'ብኽብርኻ ዝኾነ ሰብ ከይኣትዎ ብሓቂ ፈሪሐ ኣለኹ' በለ። ድሕሪኡ ኣላህ ኪድ ናብ ሲኦልን ናብቲ ንነበርታ ዘዳለኽዎን ርኣዩ’ ኢሉ። ሽዑ ጠሚቱ ክፋላ ልዕሊ እቲ ካልእ ክፋላ ምዃኑ ረኣየ። ሽዑ ገብርኤል ተመሊሱ ብኽብርኻ ሓደ እኳ ኣይኣትዎን እዩ’ በለ። ሽዑ ኣላህ -ንገሃነም ብዘሐጉስ ነገር ክትሽፍኖ- ኣዘዘ፡ ድሕሪኡ ንገሃነም ብፍትወት ብዘሐጉስ ነገራት ሸፈኖ። ሽዑ ኣላህ ከምዚ በለ፤ 'ኣብኡ ርአ'። ብፍትወት ፍትወት ከም ዝተኸበበ ተረጋጊጹ፡ ድሕሪኡ ጅብሪል ተመሊሱ "ብኽብርኻ ብርግጽ ዝኣትዎ እንተዘይኮይኑ ዝኾነ ሰብ ካብኡ ውሑስ ከይከውን ብሓቂ እፈርሕ ኣለኹ" በለ።