Imam Bukhari : 2146
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ بْنُ سَعِيدٍ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ عَمْرٍو قَالَفِي صَدَقَةِ عُمَرَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ لَيْسَ عَلَى الْوَلِيِّ جُنَاحٌ أَنْ يَأْكُلَ وَيُؤْكِلَ صَدِيقًا لَهُ غَيْرَ مُتَأَثِّلٍ مَالًافَكَانَ ابْنُ عُمَرَ هُوَ يَلِي صَدَقَةَ عُمَرَ يُهْدِي لِنَاسٍ مِنْ أَهْلِ مَكَّةَ كَانَ يَنْزِلُ عَلَيْهِمْ
ነጊሩና ኣሎ [ቁጠይባ ቢን ሰዒድ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ዓምሩ] ከምዚ ኢሉ: ብዛዕባ ሻዳቃ ናይ ዑመር ራድሊኣላሁ ዓንሁ: 'ሓደ ሓላዊ በሊዑ ንፈተውቱ ክምግቦ ሓጥያት የብሉን ብዘይካ እቲ ንብረት ዘኽታም ናብ ንብረቱ ዝወስድ:: ብድሕሪኡ [ኢብን ዑመር] ናይ ዑመር ሳዳቃ ቀጸለ፣ ማለት ካብ ሰብ መካ ኣብ ጥቓኦም ደው ዝበሉ ሰባት ምሃብ።