Imam Nasa'i : 541
أَخْبَرَنَا عَلِيُّ بْنُ حُجْرٍ قَالَ حَدَّثَنَا إِسْمَعِيلُ قَالَ حَدَّثَنَا حُمَيْدٌ عَنْ أَنَسٍأَنَّ رَجُلًا أَتَى النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَسَأَلَهُ عَنْ وَقْتِ صَلَاةِ الْغَدَاةِ فَلَمَّا أَصْبَحْنَا مِنْ الْغَدِ أَمَرَ حِينَ انْشَقَّ الْفَجْرُ أَنْ تُقَامَ الصَّلَاةُ فَصَلَّى بِنَا فَلَمَّا كَانَ مِنْ الْغَدِ أَسْفَرَ ثُمَّ أَمَرَ فَأُقِيمَتْ الصَّلَاةُ فَصَلَّى بِنَا ثُمَّ قَالَ أَيْنَ السَّائِلُ عَنْ وَقْتِ الصَّلَاةِ مَا بَيْنَ هَذَيْنِ وَقْتٌ
ሓቢሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ሑጅር] ኢሉ፤ [እስማዒል] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ ንዓና [ሑማይድ] ካብ [ኣናስ] ዝተነግረና ሓደ ሰብኣይ ብዛዕባ ሰዓት ሰላት ንግሆ ክሓትት ናብ ነቢ ሰለላሁዓለይሂ ዎሰላም መጺኡ። ንጽባሒቱ ኣብ ፋጅር ረሱል ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ኢቃማት ኣዘዙ፡ ድሕሪኡ ምሳና ሰላት ፋጅር ሰገደ። ድሕሪኡ፡ ‘እቶም ብዛዕባ ግዜ ጸሎት ዚሓቱ ሰባት ኣበይ ኣለዉ፧ እቲ ናይ ጸሎት ግዜ ኣብ መንጎ እዞም ክልተ ጸሎት እዩ'።