Imam Nasa'i : 526
أَخْبَرَنَا عُثْمَانُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ حَدَّثَنَا عَفَّانُ قَالَ حَدَّثَنَا أَبُو عَوَانَةَ عَنْ أَبِي بِشْرٍ عَنْ بَشِيرِ بْنِ ثَابِتٍ عَنْ حَبِيبِ بْنِ سَالِمٍ عَنْ النُّعْمَانِ بْنِ بَشِيرٍ قَالَوَاللَّهِ إِنِّي لَأَعْلَمُ النَّاسِ بِوَقْتِ هَذِهِ الصَّلَاةِ صَلَاةِ الْعِشَاءِ الْآخِرَةِ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُصَلِّيهَا لِسُقُوطِ الْقَمَرِ لِثَالِثَةٍ
ንዓና [ዑስማን ቢን ዓብደላ] ድሕሪ ምሕባሩ ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣዋና] ካብ [ኣቡ ቢሲር] ካብ [በሲር ቢን ጣቢት] ካብ [ሓቢብ ቢን ሳሊም] ካብ [ኣን ኑኣማን ቢን በሲር] ኢሉ፤ 'ኣነ እቲ ብዛዕባ ግዜ እዚ ጸሎት ማለት ናይ መወዳእታ ናይ ኢሻ ጸሎት ዝያዳ ዝፈልጥ ሰብ እየ። ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ወርሒ ኣብ ቀዳማይ ሲሶ ናይ ለይቲ ምስ ዓረበት ሰላት ዒሻ ይሰግዱ ነይሮም'።