Imam Nasa'i : 525
أَخْبَرَنَا مُحَمَّدُ بْنُ قُدَامَةَ قَالَ حَدَّثَنَا جَرِيرٌ عَنْ رَقَبَةَ عَنْ جَعْفَرِ بْنِ إِيَاسٍ عَنْ حَبِيبِ بْنِ سَالِمٍ عَنْ النُّعْمَانِ بْنِ بَشِيرٍ قَالَأَنَا أَعْلَمُ النَّاسِ بِمِيقَاتِ هَذِهِ الصَّلَاةِ عِشَاءِ الْآخِرَةِ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُصَلِّيهَا لِسُقُوطِ الْقَمَرِ لِثَالِثَةٍ
ሓቢሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ቁዳማ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ጃሪር] ካብ [ራቃባ] ካብ [ጃዕፈር ቢን ኢያስ] ካብ [ሓቢብ ቢን ሳሊም] ካብ [ኑማን ቢን በሲር] ኢሉ፤ 'ኣነ እቲ ብዛዕባ ግዜ እዚ ጸሎት ማለት ናይ መወዳእታ ናይ ኢሻ ጸሎት ዝያዳ ዝፈልጥ ሰብ እየ። ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ወርሒ ኣብ ቀዳማይ ሲሶ ናይ ለይቲ ምስ ዓረበት ሰላት ዒሻ ይሰግዱ ነይሮም'።