Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Nabi SAW mengadakan walimah dengan kambing pada pernikahan Zainab

Imam Bukhari : 1908

حَدَّثَنَا أَحْمَدُ بْنُ يُونُسَ حَدَّثَنَا زُهَيْرٌ حَدَّثَنَا حُمَيْدٌ عَنْ أَنَسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَدِمَ عَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ عَوْفٍ الْمَدِينَةَ فَآخَى النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بَيْنَهُ وَبَيْنَ سَعْدِ بْنِ الرَّبِيعِ الْأَنْصَارِيِّ وَكَانَ سَعْدٌ ذَا غِنًى فَقَالَ لِعَبْدِ الرَّحْمَنِ أُقَاسِمُكَ مَالِي نِصْفَيْنِ وَأُزَوِّجُكَ قَالَ بَارَكَ اللَّهُ لَكَ فِي أَهْلِكَ وَمَالِكَ دُلُّونِي عَلَى السُّوقِ فَمَا رَجَعَ حَتَّى اسْتَفْضَلَ أَقِطًا وَسَمْنًا فَأَتَى بِهِ أَهْلَ مَنْزِلِهِ فَمَكَثْنَا يَسِيرًا أَوْ مَا شَاءَ اللَّهُ فَجَاءَ وَعَلَيْهِ وَضَرٌ مِنْ صُفْرَةٍ فَقَالَ لَهُ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَهْيَمْ قَالَ يَا رَسُولَ اللَّهِ تَزَوَّجْتُ امْرَأَةً مِنْ الْأَنْصَارِ قَالَ مَا سُقْتَ إِلَيْهَا قَالَ نَوَاةً مِنْ ذَهَبٍ أَوْ وَزْنَ نَوَاةٍ مِنْ ذَهَبٍ قَالَ أَوْلِمْ وَلَوْ بِشَاةٍ

ነጊሩና ኣሎ [ኣሕመድ ቢን ዩኑስ] ነጊሩና ኣሎ [ዙሃየር] ነጊሩና ኣሎ [ሑማይድ] ካብ [ኣናስ ራድሊያላሁ ዓንሁ] ኢሉ፤ ዓብዱራህማን ቢን ዓውፍ ራዲኣላሁ ዓንሁ ኣብ መዲና በጽሐ፡ ድሕሪኡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ምስ ሰዓድ ቢን ኣር-ራቢ ዓንሳሪ ሓው ገበሮ። ኣብቲ ግዜ እቲ ሰዓድ ሃብታም ስለ ዝነበረ ንዓብዱራሕማን: 'ፍርቂ ሃብተይ መቒለ ክምርዓወካ እየ -ንሓንቲ ካብ ኣንስተይ-' በሎ። ዓብዱራሕማን ከምዚ በለ: ‘ረቢ ኣብ ስድራኻን ሃብትኻን ይባርኽካ:: ንዓይ ዕዳጋ ከተርእየኒ ጥራይ እዩ ዘድልየኒ'። ስለዚ ኣይተመለሰን እንታይ ደኣ በርበረን ሽጉርትን ሒዙ ናብ ዕዳጋ ከይዱ ነቲ መኽሰብ ናብ ስድርኡ ኣምጺኡ ድሕሪኡ ንእተወሰነ ግዜ ወይ ከም ፍቃድ ኣላህ ጸኒሑ። ሽዑ ሽቶ ዝመልአ ክዳን ተኸዲኑ መጸ። ሽዑ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም ሓተትዎ: ተመርዕዩ ዲኻ? ንሱ ድማ 'እወ ኣነ ምስ ኣንሳር ሰበይቲ እየ ተመርዕየ' ኢሉ መለሰሉ። ደጊሙ ድማ፡ ‘ብእንታይ መውስቦ ኢኻ ነቲ ውዕል መርዓ ፈጺምካዮ፧’ ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ድማ ‘ብስልማት ወርቂ፡ ወይ ብወርቂ’ ኢሉ መለሰ። ሽዑ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ በሎ: ‘ዋላ ​​ምስ ምራኽ ዊሊማ ይሃልኻ’።

Hadith Corroboration :

Imam Ahmad : 12298, 12649, 12891, 12899, 13360, 23677
Imam Bukhari : 1907, 1908, 4758, 4770, 4773, 4774, 5618, 5907
Imam Muslim : 2556, 2557, 2558, 2568, 2569
Imam Abu Dawud : 1801, 1804, 3252
Imam Tirmidzi : 1014, 1033
Imam Nasa'i : 3297, 3299, 3319, 3320, 3321, 3335
Imam Ibnu Majah : 1897, 1898
Imam Malik : 999
Imam Darimi : 1975