Imam Bukhari : 1759
حَدَّثَنَا مُسَدَّدٌ حَدَّثَنَا إِسْمَاعِيلُ عَنْ أَيُّوبَ عَنْ نَافِعٍ عَنْ ابْنِ عُمَرَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَصَامَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عَاشُورَاءَ وَأَمَرَ بِصِيَامِهِ فَلَمَّا فُرِضَ رَمَضَانُ تُرِكَ وَكَانَ عَبْدُ اللَّهِ لَا يَصُومُهُ إِلَّا أَنْ يُوَافِقَ صَوْمَهُ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳዳድ] ነጊሩና ኣሎ [ኢስማዒል] ካብ [ኣዩብ] ካብ [ናፊ’] ካብ [ኢብንዑመር ራድሊያላሁ ዓንሁማ] ከምዚ ኢሉ: ‘ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ መዓልቲ ኣሹራ -10 ሙሓረም- ድሕሪኡ -ንሰሓባኡ- ንሳቶም እውን ክኽበርዎ ኣዚዞም። ኣላህ ንሮሞዳን ጾም ግዴታ ምስ ገበሮ ኣብ መዓልቲ ኣሹራ ዝነበረ ጾም ተገዲፉ። ከምኡ’ውን ዓብደላ ቢን ዑመር ኣላህ ይሕጐሰሉ ኣብ መዓልቲ ኣሹራ ኣይጸወመን ምስተን ልሙድ ዝኽተለን መዓልታት ጾም እንተዘይተጋጢሙ።’