Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Tirmidzi : 1706

حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ رَبِيعَةَ عَنْ أَبِي الْحَسَنِ الْعَسْقَلَانِيِّ عَنْ أَبِي جَعْفَرِ بْنِ مُحَمَّدِ بْنِ رُكَانَةَ عَنْ أَبِيهِ أَنَّ رُكَانَةَ صَارَعَ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَصَرَعَهُ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ رُكَانَةُسَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ إِنَّ فَرْقَ مَا بَيْنَنَا وَبَيْنَ الْمُشْرِكِينَ الْعَمَائِمُ عَلَى الْقَلَانِسِقَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ غَرِيبٌ وَإِسْنَادُهُ لَيْسَ بِالْقَائِمِ وَلَا نَعْرِفُ أَبَا الْحَسَنِ الْعَسْقَلَانِيَّ وَلَا ابْنَ رُكَانَةَ

ነጊሩኒ ኣሎ [ቁታይባ]፣ ነጊሩኒ ኣሎ [መሓመድ ቢን ረቢዓ] ካብ [ኣቡ ሓሰን ኣል ዓስቃላኒ] ካብ [ኣቡ ጃዕፋር ቢን መሓመድ ቢን ሩካና] ካብ [ኣቡኡ] ከምዚ፤ [ሩካና] ሓደ እዋን ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተቓሊሱ ድሕሪኡ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ስዒሮምዎ። ሩካና ድማ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከምዚ ክብል ሰሚዐዮ: ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎ ሙሽሪክን ዘሎ ፍልልይ ኣብ ቆቢዕ ዘሎ ኢማማት እዩ’። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ እዚ ናይ ጋሪብ ሓዲስ ኮይኑ እቲ ሳናድ ሓያል ኣይኮነን ኣቡል ሓሰን ኣልዓስቃላኒ ይኹን ኢብን ሩቃና ኣይንፈልጦን ኢና።