Imam Bukhari : 1685
حَدَّثَنَا إِسْمَاعِيلُ قَالَ حَدَّثَنِي مَالِكٌ عَنْ نَافِعٍ أَنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عُمَرَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَحِينَ خَرَجَ إِلَى مَكَّةَ مُعْتَمِرًا فِي الْفِتْنَةِ إِنْ صُدِدْتُ عَنْ الْبَيْتِ صَنَعْنَا كَمَا صَنَعْنَا مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَأَهَلَّ بِعُمْرَةٍ مِنْ أَجْلِ أَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَانَ أَهَلَّ بِعُمْرَةٍ عَامَ الْحُدَيْبِيَةِ ثُمَّ إِنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عُمَرَ نَظَرَ فِي أَمْرِهِ فَقَالَ مَا أَمْرُهُمَا إِلَّا وَاحِدٌ فَالْتَفَتَ إِلَى أَصْحَابِهِ فَقَالَ مَا أَمْرُهُمَا إِلَّا وَاحِدٌ أُشْهِدُكُمْ أَنِّي قَدْ أَوْجَبْتُ الْحَجَّ مَعَ الْعُمْرَةِ ثُمَّ طَافَ لَهُمَا طَوَافًا وَاحِدًا وَرَأَى أَنَّ ذَلِكَ مُجْزِيًا عَنْهُ وَأَهْدَى
ተነጊሩልና ኣሎ [እስማዒል] ኢሉ፣ ንዓይ [ማሊክ] ካብ [ናፊ’] ተረኪቡኒ ኣሎ [ዓብደላ ቢን ዑመር ራድሊያላሁ ዓንሁ] ንዑምራ ክብገስ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን እቲ ጸለመ ምስ ኣጋጠመ: ካብ ቤት ከይወጽእ እንተተኸልኪለ ከምቲ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ዝገበሮ ክንገብር ኢና፣ ማለት ኣነ ንዑምራ ኢህራም ክገብር እየ ምኽንያቱ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓደ እዋን ኣብ ዓመት ስምምዕ ሑዳይቢያ ንዑምራ ኢህራም ፈጺሞም ነይሮም። ሽዑ ዓብደላ ቢን ዑመር ራድያላሁ ዓንሁ ጉዳይ ናይ ክልቲኦም - ሓጅን ዑምራን - ብዘይካ ሓደ ካልእ ከምዘይኮነ ረኣየ። ሽዑ ናብቶም ብጾቱ መጺኡ፡ ‘ምስ ዑምራ’ ሓጅይ ከም ዝወደብኩ እምስክረልኩም ኣለኹ። ስለዚ ንኽልቲኡ - ሓጅን ዑምራን - ብሓንቲ ጠዋፍ ጠዋፍ ገበረ እሞ እኹል ምዃኑ ርእዩ ሽዑ ሰውአ።