Malam pertengahan Sya’ban: shalat malamnya dan berpuasa siangnya
Imam Tirmidzi : 669
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ حَدَّثَنَا عَبْدُ الْعَزِيزِ بْنُ مُحَمَّدٍ عَنْ الْعَلَاءِ بْنِ عَبْدِ الرَّحْمَنِ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا بَقِيَ نِصْفٌ مِنْ شَعْبَانَ فَلَا تَصُومُواقَالَ أَبُو عِيسَى حَدِيثُ أَبِي هُرَيْرَةَ حَدِيثٌ حَسَنٌ صَحِيحٌ لَا نَعْرِفُهُ إِلَّا مِنْ هَذَا الْوَجْهِ عَلَى هَذَا اللَّفْظِ وَمَعْنَى هَذَا الْحَدِيثِ عِنْدَ بَعْضِ أَهْلِ الْعِلْمِ أَنْ يَكُونَ الرَّجُلُ مُفْطِرًا فَإِذَا بَقِيَ مِنْ شَعْبَانَ شَيْءٌ أَخَذَ فِي الصَّوْمِ لِحَالِ شَهْرِ رَمَضَانَ وَقَدْ رُوِيَ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَا يُشْبِهُ قَوْلَهُمْ حَيْثُ قَالَ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا تَقَدَّمُوا شَهْرَ رَمَضَانَ بِصِيَامٍ إِلَّا أَنْ يُوَافِقَ ذَلِكَ صَوْمًا كَانَ يَصُومُهُ أَحَدُكُمْ وَقَدْ دَلَّ فِي هَذَا الْحَدِيثِ أَنَّمَا الْكَرَاهِيَةُ عَلَى مَنْ يَتَعَمَّدُ الصِّيَامَ لِحَالِ رَمَضَانَ
ነጊሩና ኣሎ [ቁጠይባ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ሙሓመድ] ካብ [ኣል ዓላ ቢን ዓብዱራሕማን] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉና: ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: 'ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሻዕባን ኣትዩ እንተኾይኑ ሽዑ ኣይትጾሙ':: ኣቡ ዒሳ ድማ ሓዲስ ኣቡ ሑረይራ ናይ ሓሰን ጭቡጥ ሓዲስ እዩ ፡ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ምስ ላፋድዝ በዚ መንገዲ እንተዘይሓሊፍና ኣይንፈልጥን ኢና። ትርጉም ናይዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ሓዲስ ብመሰረት ገለ ሊቃውንቲ ሓደ ሰብ ጾም እንተዘይለሚዱ ሽዑ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሻዕባን ምስ ኣተወ ጾም ክጅምር እዩ ምኽንያቱ ንወርሒ ሮሞድላን ይቕበል። ካብ ኣቡ ሑረይራ ካብ ረሱል ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ከም ትርጉሙ ብእኦም ዝተገለጽዎ ተዘርጊሑ ኣሎ ማለት ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከም ዝበሎ : ቅድሚ ወርሒ ሮሞድላን ንውሑዳት መዓልታት ኣይትጸውም ምስቲ ልሙድ መዓልቲ ጾምካ እንተዘይተጋጢሙ ። እዚ ሓዲስ እዚ ቅድሚ ጾም ሮሞዳን ምምጻእ ኮነ ኢሎም ዝጾሙ ሰባት ክልኩል ምዃኑ ዘርኢ እዩ።