Jika sujud meletakkan kedua lututnya lebih dahulu sebelum kedua tangannya
Imam Tirmidzi : 249
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ نَافِعٍ عَنْ مُحَمَّدِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ حَسَنٍ عَنْ أَبِي الزِّنَادِ عَنْ الْأَعْرَجِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَأَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ يَعْمِدُ أَحَدُكُمْ فَيَبْرُكُ فِي صَلَاتِهِ بَرْكَ الْجَمَلِقَالَ أَبُو عِيسَى حَدِيثُ أَبِي هُرَيْرَةَ حَدِيثٌ غَرِيبٌ لَا نَعْرِفُهُ مِنْ حَدِيثِ أَبِي الزِّنَادِ إِلَّا مِنْ هَذَا الْوَجْهِ وَقَدْ رُوِيَ هَذَا الْحَدِيثُ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ سَعِيدٍ الْمَقْبُرِيِّ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَعَبْدُ اللَّهِ بْنُ سَعِيدٍٍ الْمَقْبُرِيُّ ضَعَّفَهُ يَحْيَى بْنُ سَعِيدٍ الْقَطَّانُ وَغَيْرُهُ
ነጊሩና ኣሎ [ቁታይባ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ናፊዕ] ከምዚ ኢሉ [መሓመድ ቢን ዓብደላ ቢን ሓሰን] ካብ [ኣቡ ዓዝ ዚናድ] ካብ [ኣል ዓ'ራጅ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ኢሎም: ኣብ ሰላት ሓደ ካባኻትኩም ከም ትጉህር ገመል ብርኩ የቐምጥ’። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ 'እዛ ሓዲስ ኣቡ ሑረይራ ኣብ ደረጃ ጋሪብ እያ ዘላ፡ ካብዚ መስመር እንተዘይኮይኑ ካብ ኣቡ ዓዝ ዚናድ ብዛዕባኡ ኣይንፈልጥን ኢና። እዚ ሓዲስ ካብ [ዓብደላ ቢን ሰዒድ ኣል መቕቡሪ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓሌሂ ዋሰላም እውን ተረኺቡ ኣሎ። ከምኡ ውን ያህያ ቢን ሰዒድ ኣል ቃጽታንን ካልኦትን ንዓብደላ ቢን ሰዒድ ኣል መቅቡሪ' ኣዳኺሞሞ ኣለዉ።