Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Bersedekah dapat menjauhkan para wanita dari neraka

Imam Bukhari : 1373

حَدَّثَنَا عُمَرُ بْنُ حَفْصٍ حَدَّثَنَا أَبِي حَدَّثَنَا الْأَعْمَشُ قَالَ حَدَّثَنِي شَقِيقٌ عَنْ عَمْرِو بْنِ الْحَارِثِ عَنْ زَيْنَبَ امْرَأَةِ عَبْدِ اللَّهِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَ فَذَكَرْتُهُ لِإِبْرَاهِيمَ ح فَحَدَّثَنِي إِبْرَاهِيمُ عَنْ أَبِي عُبَيْدَةَ عَنْ عَمْرِو بْنِ الْحَارِثِ عَنْ زَيْنَبَ امْرَأَةِ عَبْدِ اللَّهِ بِمِثْلِهِ سَوَاءً قَالَتْكُنْتُ فِي الْمَسْجِدِ فَرَأَيْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ تَصَدَّقْنَ وَلَوْ مِنْ حُلِيِّكُنَّ وَكَانَتْ زَيْنَبُ تُنْفِقُ عَلَى عَبْدِ اللَّهِ وَأَيْتَامٍ فِي حَجْرِهَا قَالَ فَقَالَتْ لِعَبْدِ اللَّهِ سَلْ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَيَجْزِي عَنِّي أَنْ أُنْفِقَ عَلَيْكَ وَعَلَى أَيْتَامٍ فِي حَجْرِي مِنْ الصَّدَقَةِ فَقَالَ سَلِي أَنْتِ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَانْطَلَقْتُ إِلَى النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَوَجَدْتُ امْرَأَةً مِنْ الْأَنْصَارِ عَلَى الْبَابِ حَاجَتُهَا مِثْلُ حَاجَتِي فَمَرَّ عَلَيْنَا بِلَالٌ فَقُلْنَا سَلْ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَيَجْزِي عَنِّي أَنْ أُنْفِقَ عَلَى زَوْجِي وَأَيْتَامٍ لِي فِي حَجْرِي وَقُلْنَا لَا تُخْبِرْ بِنَا فَدَخَلَ فَسَأَلَهُ فَقَالَ مَنْ هُمَا قَالَ زَيْنَبُ قَالَ أَيُّ الزَّيَانِبِ قَالَ امْرَأَةُ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ نَعَمْ لَهَا أَجْرَانِ أَجْرُ الْقَرَابَةِ وَأَجْرُ الصَّدَقَةِ

ነጊሩና ኣሎ [ዑመር ቢን ሓፍሽ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቦይ] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ዓ'ማሲ] ነጊሩኒ ኣሎ [ስያቂቅ] ካብ [ዓምሩ ቢን ኣል ሓሪስ] ካብ [ዘይናብ] በዓልቲ ቤት ዓብደላ ራድያላሁ ዓንሁማ በለቶ,, ሽዑ ንኢብራሂም ነጊርዎ። ከምኡ ውን ተነጊሩ ኣሎ፡ ንዓይ [ኢብራሂም] ካብ [ኣቡ ዑበይዳ] ካብ [ዓምሩ ቢን ኣልሓሪት] ካብ [ዘይናብ] በዓልቲ ቤት ዓብደላ ራድያላሁ ዓንሁዋ ልክዕ ከምዚ ተነጊሩኒ ኣሎ፡ ሓደ እዋን ኣብ መስጊድ ነይረ ድሕሪኡ ንነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ርእየ። ሽዑ ንሱ ድማ ‘ኣብ ስልማትካ ከይተረፈ ሻዳቃ ኩን’ ኢሉ። ኣብቲ ግዜ እቲ ዛይናብ ንኣብደላን ኣብ ቤቱ ንዝነበሩ ዘኽታማትን ምጽዋት ይህብ ነበረ። ንሱ -'ኣምሩ ቢን ኣል ሓሪት- ከምዚ ኢሉ፣:፤ ዛይናብ ንዓብደላህ ከምዚ በሎ:- ንረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ሻዳቃይ -ዘካተይ- ኣብ ልዕሌኻን ኣብ ገዛይ ኣብ ዘለዉ ዘኽታማትን እንተ ኣሕሊፈ ዓስቢ ክረክብ ድየ ሕተትዎ’። ስለዚ ዓብደላ ድማ ንረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ባዕልኻ ሕተቶ’ ኢሉ። ስለዚ ምስ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ክራኸብ ከይደ ኣብ ኣፍደገ ሓንቲ ኣንሳር ሰበይቲ ከም ናተይ ድሌታታ እተመሓላልፍ ረኸብኩ። ሽዑ ቢላል ኣብ ቅድሜና ሓሊፉ: 'በጃኻ ንነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ሕተት: ንሰብኣየይን ነቶም ኣብ ገዛይ ዝኣልዮም ዘኽታማትን ሳዳቃይ -ዘካት- እንተሂበዮ ድየ ዓስቢ ክረክብ?' ንሱ -ቢላል- ድማ መን ምዃንና ከምዘይነግረና ወሲኽናሉ። ስለዚ ቢላል ኣትዩ ሓተቶ። ድሕሪኡ ‘እተን ክልተ ኣንስቲ መን እየን?’ ኢሉ ሓተተ። ቢላል ድማ፡: 'ዘይናብ'። ደጊሙ ድማ ‘ኣየነይቲ ዛይናብ?’ ኢሉ ሓተተ። ከምዚ ተባህለ: 'ሰበይቲ ዓብደላ ዛይናብ:: ስለዚ ንሱ ከምዚ በለ: 'እወ ልክዕ እዩ ንዕኡ ክልተ ዓስቢ ኣሎ ማለት ዓስቢ -ምትእስሳር- ዘመድነትን ዓስቢ ዘካቱን' በለ።

Hadith Corroboration :


Imam Ahmad : 15502
Imam Bukhari : 1373