Imam Abu Dawud : 2037
حَدَّثَنَا أَحْمَدُ بْنُ يُونُسَ حَدَّثَنَا اللَّيْثُ ح و حَدَّثَنَا عِيسَى بْنُ حَمَّادٍ أَخْبَرَنَا اللَّيْثُ بْنُ سَعْدٍ عَنْ بُكَيْرِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ عَنْ عَبْدِ الْمَلِكِ بْنِ سَعِيدٍ عَنْ جَابِرِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ قَالَ عُمَرُ بْنُ الْخَطَّابِهَشَشْتُ فَقَبَّلْتُ وَأَنَا صَائِمٌ فَقُلْتُ يَا رَسُولَ اللَّهِ صَنَعْتُ الْيَوْمَ أَمْرًا عَظِيمًا قَبَّلْتُ وَأَنَا صَائِمٌ قَالَ أَرَأَيْتَ لَوْ مَضْمَضْتَ مِنْ الْمَاءِ وَأَنْتَ صَائِمٌ قَالَ عِيسَى بْنُ حَمَّادٍ فِي حَدِيثِهِ قُلْتُ لَا بَأْسَ بِهِ ثُمَّ اتَّفَقَا قَالَ فَمَهْ
ንዓና [ኣሕመድ ቢን ዩኑስ] ነጊሩና፣ [ኣል ላይትስ] ነጊሩና፣ ካብ ካልእ መንገዲ ድማ ተረኺቡ ኣሎ፦ [ኢሳ ቢን ሓማድ] ነጊሩና፣ [ኣል ላይትስ ቢን ሰዓድ] ካብ [ቡካይር ቢን ዓብደላ]፣ ካብ [ዓብዱልማሊክ ቢን ሰዒድ] ካብ [ጀቢር ቢን ዓብደላ] ነጊሩና ኣሎ፤ [ዑመር ቢን ኣል ኸታብ] ከምዚ ኢሉ፤ ሓጎስ ተሰሚዑኒ ሽዑ -ሰበይተይ- እናጸወምኩ ሰዓምኩ። ሽዑ ኣነ ድማ፤ ኦ ረሱል ረሱል ሎሚ ዓቢ ነገር ገይረ ኣለኹ። ጾም ከለኹ -ሰበይተይ- ሰዓምኩ። ንሱ ድማ፡ ‘ጾም እናገበርካ ብማይ እንተ ገርጊርካ እንታይ ይመስለካ፧’ በሎ። ዒሳ ቢን ሓማድ ኣብ ሓዲሱ ከምዚ ኢሉ፤ ኣነ እብል፤ ፀገም የብሉን። ሽዑ ክልቲኦም ተሰማሚዖም፤ ኢሉ፤ ጽንሕ ምባል!