Sedekah terbaik adalah dari orang yang berkecukupan dan mulailah dari orang yang berada dalam tanggungan
Imam Bukhari : 1338
حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا وُهَيْبٌ حَدَّثَنَا هِشَامٌ عَنْ أَبِيهِ عَنْ حَكِيمِ بْنِ حِزَامٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ الْيَدُ الْعُلْيَا خَيْرٌ مِنْ الْيَدِ السُّفْلَى وَابْدَأْ بِمَنْ تَعُولُ وَخَيْرُ الصَّدَقَةِ عَنْ ظَهْرِ غِنًى وَمَنْ يَسْتَعْفِفْ يُعِفَّهُ اللَّهُ وَمَنْ يَسْتَغْنِ يُغْنِهِ اللَّهُوَعَنْ وُهَيْبٍ قَالَ أَخْبَرَنَا هِشَامٌ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِهَذَا
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ውሃይብ] ነጊሩና ኣሎ [ሂስያም] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ሓኪም ቢን ሂራም ረድሊያላሁ ዓንሁ] ካብ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሳላም ከምዚ ኢሎም:- 'ኣብ ላዕሊ ዘላ ኢድ ካብታ ኣብ ታሕቲ ዘላ ኢድ ትበልጽ: ስለዚ ካብቶም ጽግዕተኛታትካ ዝኾኑ ጀምር እቲ ዝበለጸ ሳዳካ ድማ ካብቶም እኹል ዘለዎም እዩ - ንጠለባት ባዕሉ-. ስለዚ ንነብሱ ክከናኸን ዝፈተነ ኣላህ ክከናኸኖ እዩ ንነብሱ ዝኣክል ክሰርሕ ዝፈተነ ድማ ኣላህ ይኣኽሎ'። ከምኡ ውን ካብ [ውሃይብ] ኢሉ: ንዓና [ሂሻም] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ ረድሊያላሁ ዓንሁ] ካብ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ኢሉ ጸብጺቡልና ኣሎ'።