Apabila seseorang meninggal, maka akan diperlihatkan tempat duduknya kelak di hari kiamat setiap pagi dan sore
Imam Bukhari : 1290
حَدَّثَنَا إِسْمَاعِيلُ قَالَ حَدَّثَنِي مَالِكٌ عَنْ نَافِعٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عُمَرَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَاأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ إِنَّ أَحَدَكُمْ إِذَا مَاتَ عُرِضَ عَلَيْهِ مَقْعَدُهُ بِالْغَدَاةِ وَالْعَشِيِّ إِنْ كَانَ مِنْ أَهْلِ الْجَنَّةِ فَمِنْ أَهْلِ الْجَنَّةِ وَإِنْ كَانَ مِنْ أَهْلِ النَّارِ فَمِنْ أَهْلِ النَّارِ فَيُقَالُ هَذَا مَقْعَدُكَ حَتَّى يَبْعَثَكَ اللَّهُ يَوْمَ الْقِيَامَةِ
ተነጊሩና ኣሎ [ኢስማዒል] ኢሉ፣ ንዓይ [ማሊክ] ካብ [ናፊ’] ካብ [ዓብደላህ ቢን ዑመር ራድሊያላሁ ዓንሁማ] ተነጊሩኒ ኣሎ ረሱል ሰለላሁ ዓሌሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ሓደ ካባኻትኩም እንተሞይቱ ንግሆን ምሸትን መንበሩ ይግለጸልሉ። ተቐማጢ ሰማይ እንተኾይኑ ሽዑ -መርገጹኡ- ከም ተቐማጢ ሰማይ ክርእዮ እዩ ኣብ ሲኦል ተቐማጢ እንተኾይኑ ድማ -መርገጹኡ ከም ነባሪ ገሃነም ክርእዮ እዩ - ሽዑ እዚ መንበርካ እዩ ክሳብ ኣላህ ኣብ መዓልቲ ቅያማት ዘተንስኣካ ይንገሮ'።