Imam Abu Dawud : 1400
حَدَّثَنَا عُبَيْدُ اللَّهِ بْنُ مُعَاذٍ حَدَّثَنَا أَبِي حَدَّثَنَا شُعْبَةُ عَنْ عَاصِمٍ عَنْ أَبِي الْعَالِيَةِ عَنْ ثَوْبَانَ قَالَ وَكَانَ ثَوْبَانُ مَوْلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَقَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَنْ يَكْفُلُ لِي أَنْ لَا يَسْأَلَ النَّاسَ شَيْئًا وَأَتَكَفَّلُ لَهُ بِالْجَنَّةِ فَقَالَ ثَوْبَانُ أَنَا فَكَانَ لَا يَسْأَلُ أَحَدًا شَيْئًا
ነጊሩና ኣሎ [ዑበይዱላህ ቢን ሙዓድዝ]፣ ነጊሩና ኣሎ [ኣቦይ]፣ ነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ካብ [ዓሺም] ካብ [ኣቡ ኣል ዓሊያ] ካብ [ጻውባን] ባርያ ረሱሉላህ ዝነበረ ሻልኣላሁ ወዓላይሂ ወሰላም ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም :- ካብ ካልኦት ሰባት ዋላ ሓንቲ ከምዘይሓትት መን ይውሕስ: ኣነ ድማ ናብ መንግስተ ሰማይ ከም ዝኣቱ ውሕስነት ይህብ? ጻውባን ከምዚ ኢሉ፤ ኣነ! ጻውባን ድማ ንዝኾነ ሰብ ዝኾነ ነገር ሓቲቱ ኣይፈልጥን።