Orang yang tidak syirik maka dia pasti masuk surga, meskipun berzina dan mencuri
Imam Bukhari : 1161
حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا مَهْدِيُّ بْنُ مَيْمُونٍ حَدَّثَنَا وَاصِلٌ الْأَحْدَبُ عَنْ الْمَعْرُورِ بْنِ سُوَيْدٍ عَنْ أَبِي ذَرٍّ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَتَانِي آتٍ مِنْ رَبِّي فَأَخْبَرَنِي أَوْ قَالَ بَشَّرَنِي أَنَّهُ مَنْ مَاتَ مِنْ أُمَّتِي لَا يُشْرِكُ بِاللَّهِ شَيْئًا دَخَلَ الْجَنَّةَ قُلْتُ وَإِنْ زَنَى وَإِنْ سَرَقَ قَالَ وَإِنْ زَنَى وَإِنْ سَرَقَ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ማህዲ ቢን ማይሙን] ነጊሩና ኣሎ [ዋሺል ኣል ኣሕዳብ] ካብ [ኣልማዕሩር ቢን ስዑይድ] ካብ [ኣቡ ድዛር ራድልያላሁ ዓንሁ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል (ሰ.ዓ.ወ) ከምዚ ኢሎም:- ሕጂ ጥራይ ካብ ረቢየይ ልኡኽ መጺኡኒ ሓቢሩኒ’ ወይ ድማ: ‘ካብ ኡማይ ዝሞተ ሰብ ምስ ኣላህ ዋላ ሓንቲ ከምዘይተሓባበረ ክሕብረኒ መጺኡ ብርግጽ ናብ መንግስተ ሰማይ ክኣቱ እዩ’ ኢሎም:: ኣነ ድማ፡ ‘ዋላ ይዘሙ ወይ እንተ ሰረቐ፧’ ኢለ ሓተትክዎ። ንሱ ድማ ‘እወ ዋላ እንተዘመወ ወይ እንተሰረቐ’ ኢሉ መለሰሉ።