Imam Bukhari : 92
حَدَّثَنَا عَبْدَةُ قَالَ حَدَّثَنَا عَبْدُ الصَّمَدِ قَالَ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ الْمُثَنَّى قَالَ حَدَّثَنَا ثُمَامَةُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ عَنْ أَنَسٍعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنَّهُ كَانَ إِذَا سَلَّمَ سَلَّمَ ثَلَاثًا وَإِذَا تَكَلَّمَ بِكَلِمَةٍ أَعَادَهَا ثَلَاثًا
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዳ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱሽሻማድ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ኣል ሙጽና] ኢሉ፤ [ጥሱማ ቢን ዓብደላ] ካብ [ኣናስ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ነቢይ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሰላምታ ምስ ሃቡ ሰለስተ ግዜ ከም ዝዛረቡን ሓንቲ ሓረግ ክዛረቡ ከለዉ ሰለስተ ግዜ ከም ዝደግሙን ነጊሮምና ኣለዉ።