Hadith Representative
Allah memilih Kinanah, Quraisy, Bani Hasyim, dan Nabi dari Nani Hasyim
Imam Tirmidzi : 3538حَدَّثَنَا خَلَّادُ بْنُ أَسْلَمَ حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ مُصْعَبٍ حَدَّثَنَا الْأَوْزَاعِيُّ عَنْ أَبِي عَمَّارٍ عَنْ وَاثِلَةَ بْنِ الْأَسْقَعِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ اللَّهَ اصْطَفَى مِنْ وَلَدِ إِبْرَاهِيمَ إِسْمَعِيلَ وَاصْطَفَى مِنْ وَلَدِ إِسْمَعِيلَ بَنِي كِنَانَةَ وَاصْطَفَى مِنْ بَنِي كِنَانَةَ قُرَيْشًا وَاصْطَفَى مِنْ قُرَيْشٍ بَنِي هَاشِمٍ وَاصْطَفَانِي مِنْ بَنِي هَاشِمٍقَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ صَحِيحٌ
ነጊሩና ኣሎ [ከላድ ቢን ኣስላም] ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ሙሽዓብ] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ኣውዛኢ] ካብ [ኣቡ ዓማር] ካብ [ዋጺላ ቢን ኣል ዓስቃ’ ራድያላሁ ዓንሁ] ኢሉ፤ ረሱሉላህ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- ብሓቂ ኣላህ ካብ ዘርኢ ኣብርሃም ንእስማዒል መሪጹ ካብ ዘርኢ እስማዒል ድማ ኪናና መሪጹ: ካብ ባኒ ኪናና ድማ ንቁረይሽ መሪጹ: ካብ ነገድ ቁረይሽ ድማ ሃሺም መሪጹ ካብ ባኒ ሓሺም መሪጹኒ’ ኢሉ። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ 'እዚ ሓዲስ ሓሰን ሓቀኛ እዩ።'