Hadith Representative
Sesungguhnya surga itu terletak di bawah kilatan dan sabetan pedang
Imam Tirmidzi : 1583حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ حَدَّثَنَا جَعْفَرُ بْنُ سُلَيْمَانَ الضُّبَعِيُّ عَنْ أَبِي عِمْرَانَ الْجَوْنِيِّ عَنْ أَبِي بَكْرِ بْنِ أَبِي مُوسَى الْأَشْعَرِيِّ قَال سَمِعْتُ أَبِي بِحَضْرَةِ الْعَدُوِّ يَقُولُقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ أَبْوَابَ الْجَنَّةِ تَحْتَ ظِلَالِ السُّيُوفِ فَقَالَ رَجُلٌ مِنْ الْقَوْمِ رَثُّ الْهَيْئَةِ أَأَنْتَ سَمِعْتَ هَذَا مِنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَذْكُرُهُ قَالَ نَعَمْ فَرَجَعَ إِلَى أَصْحَابِهِ فَقَالَ أَقْرَأُ عَلَيْكُمْ السَّلَامَ وَكَسَرَ جَفْنَ سَيْفِهِ فَضَرَبَ بِهِ حَتَّى قُتِلَقَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ غَرِيبٌ لَا نَعْرِفُهُ إِلَّا مِنْ حَدِيثِ جَعْفَرِ بْنِ سُلَيْمَانَ الضُّبَعِيِّ وَأَبُو عِمْرَانَ الْجَوْنِيُّ اسْمُهُ عَبْدُ الْمَلِكِ بْنُ حَبِيبٍ وَأَبُو بَكْرِ ابْنُ أَبِي مُوسَى قَالَ أَحْمَدُ بْنُ حَنْبَلٍ هُوَ اسْمُهُ
ነጊሩና ኣሎ [ቁታይባ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ጀዓፈር ቢን ሱሌማን ኣድሕ ዙባኢ] ካብ [ኣቡ ኢምራን ኣል ጃውኒ] ካብ [ኣቡበከር ቢን ኣቡ ሙሳ ኣል ኣሲዓሪ] ኢሉ፤ [ኣቦይ] ኣብ ገጽ ጸላኢ ‘ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም: ብሓቂ ኣፍደገታት ሰማይ ኣብ ትሕቲ ጽላሎት ሴፍ ኣለዋ’። ብድሕሪኡ ሓደ ሰብኣይ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝነበረ እሞ ብሓቂ ድዩ ካብ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ዝበሎ ሓዲስ ሰሚዕካዮ? ኣቦይ ድማ 'እወ' ኢሉ መለሰለይ። ድሕሪኡ እቲ ሰብኣይ ናብ ኣዕሩኽቱ ተመሊሱ 'ሰላም -ሰናብ- ይብለኩም ኣለኹ' በሎም። ሽዑ እቲ ሰብኣይ ሸፋሽፍቲ ሰይፉ ሰቢሩ ክሳብ ዝቕተል ተዋግአ'። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም: እዚ ሓዲስ ብደረጃ ሓሰን ጋሪብ ኢዩ: ካብ ሓዲስ ጀዕፈር ቢን ሱሊማን ዓድ ዙባኢ እንተዘይኮይኑ ኣይንፈልጦን ኢና:: ኣቡ ኢምራን ኣል ጃውኒ ትኽክለኛ ስሙ ዓብዱልማሊክ ቢን ሓቢብ ክኸውን ከሎ፡ ኣቡበከር ድማ ኢብን - ወዲ ኣቡ ሙሳ እዩ። ኣሕመድ ቢን ሓንባል 'ስሙ ንሱ እዩ' ኢሉ።