Imam Bukhari : 630
حَدَّثَنَا آدَمُ قَالَ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ قَالَ حَدَّثَنَا أَنَسُ بْنُ سِيرِينَ قَالَ سَمِعْتُ أَنَسَ بْنَ مَالِكٍ يَقُولُقَالَ رَجُلٌ مِنْ الْأَنْصَارِ إِنِّي لَا أَسْتَطِيعُ الصَّلَاةَ مَعَكَ وَكَانَ رَجُلًا ضَخْمًا فَصَنَعَ لِلنَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ طَعَامًا فَدَعَاهُ إِلَى مَنْزِلِهِ فَبَسَطَ لَهُ حَصِيرًا وَنَضَحَ طَرَفَ الْحَصِيرِ فَصَلَّى عَلَيْهِ رَكْعَتَيْنِ فَقَالَ رَجُلٌ مِنْ آلِ الْجَارُودِ لِأَنَسِ بْنِ مَالِكٍ أَكَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُصَلِّي الضُّحَى قَالَ مَا رَأَيْتُهُ صَلَّاهَا إِلَّا يَوْمَئِذٍ
ነጊሩና ኣሎ [ኣዳም] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ኣናስ ቢን ሲሪን] ኢሉ፡ [ኣናስ ቢን ማሊክ] ‘ሓደ ሰብ ካብ ኣንሳር ‘ምሳኻ ክጽሊ ኣይክእልን’የ’ ክብል ሰሚዐዮ። እቲ ሰብኣይ ዓቢ ሰብ እዩ ነይሩ። ንረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም መግቢ ኣዳለወትሉ፡ ድሕሪኡ ናብ ገዝኣ ክመጽእ ዓዲማቶ፡ ድሕሪኡ መንጸፍ ዘርጊሓ ንሰላት ክጥቀመሉ ማይ ነጸገቶ። ብድሕሪኡ ክልተ ረካዓ ኣብ መንጸፍ ሰገደ።' ሓደ ሰብኣይ ካብ ስድራ ኣል ጃሩድ ንኣናስ ቢን ማሊክ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሰላት ድሉሃ ፈጺሞም ድዮም? ኣናስ ቢን ማሊክ ድማ 'ብዘይካ ኣብታ መዓልቲ እቲኣ ክገብሮ ርእየዮ ኣይፈልጥን' ኢሉ መለሰሉ።