Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Bukhari : 6200

حَدَّثَنَا أَبُو الْيَمَانِ أَخْبَرَنَا شُعَيْبٌ حَدَّثَنَا أَبُو الزِّنَادِ عَنْ الْأَعْرَجِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا يَأْتِي ابْنَ آدَمَ النَّذْرُ بِشَيْءٍ لَمْ يَكُنْ قُدِّرَ لَهُ وَلَكِنْ يُلْقِيهِ النَّذْرُ إِلَى الْقَدَرِ قَدْ قُدِّرَ لَهُ فَيَسْتَخْرِجُ اللَّهُ بِهِ مِنْ الْبَخِيلِ فَيُؤْتِي عَلَيْهِ مَا لَمْ يَكُنْ يُؤْتِي عَلَيْهِ مِنْ قَبْلُ

ነጊሩና ኣሎ [ኣቡል ያማን] ነጊሩና ኣሎ [ስዩኣይብ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ዓዝ ዛናድ] ካብ [ኣል ዓ'ራጅ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ናድዛር ንወዲ ኣዳም ናብ ዘይተዓደለሉ ነገር ኣይመርሖን እዩ: ናድዛር ግን ናብቲ ንዕኡ ዝተመደበሉ ዕጫ ይመርሖ: ኣላህ ካብቲ ዕሱብ ሰብ ናድዛር የውጽእ: በዚ ድማ ናብቲ ቅድሚ ሕጂ ዘይነበሮ ነገር ይመርሖ’::