Barang siapa memelihara anak yatim, maka ia bersama Nabi di surga
Imam Bukhari : 5546
حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ عَبْدِ الْوَهَّابِ قَالَ حَدَّثَنِي عَبْدُ الْعَزِيزِ بْنُ أَبِي حَازِمٍ قَالَ حَدَّثَنِي أَبِي قَالَ سَمِعْتُ سَهْلَ بْنَ سَعْدٍعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ أَنَا وَكَافِلُ الْيَتِيمِ فِي الْجَنَّةِ هَكَذَا وَقَالَ بِإِصْبَعَيْهِ السَّبَّابَةِ وَالْوُسْطَى
ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ዓብዱልዋሃብ] ኢሉ፤ ነጊሩኒ ኣሎ [ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ኣቡ ሓዚም] ኢሉ፤ ነጊሩኒ ኣሎ [ኣቦይ] ኢሉ፤ [ሳህል ቢን ሳዓድ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም: ኣነን እቶም ዘኽታማት ዝከናኸኑ ሰባትን ከምዚ ኢሎም ኣብ ገነት ኢና ዘለና’። ብኽልተ ኣጻብዕቱ ማለት ብመመልከቲን ማእከላይን ኣጻብዕቱ ምልክት ገበረ።