Imam Bukhari : 5258
حَدَّثَنَا فَرْوَةُ بْنُ أَبِي الْمَغْرَاءِ حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ مُسْهِرٍ حَدَّثَنَا هِشَامٌ عَنْ أَبِيهِ عَنْ عَائِشَةَأَنَّهَا كَانَتْ تَأْمُرُ بِالتَّلْبِينَةِ وَتَقُولُ هُوَ الْبَغِيضُ النَّافِعُ
ነጊሩና ኣሎ [ፋርዋ ቢን ኣቡ ኣል ማግራ`] ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ሙሽር] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ዓዒስያ] [ሂሻም] ከም ዝነገረና እውን ታልቢና -ካብ ስርናይን ተምሪን ዝተሰርሐ ጣፍ- ክትበልዕ ከም ዝኣዘዘ፤ 'ታልቢና ዘይተፈተወ ግን ከኣ ኣዝዩ ጠቓሚ መድሃኒት'ዩ።