Imam Bukhari : 5215
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ يُوسُفَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ الْأَعْمَشِ عَنْ إِبْرَاهِيمَ التَّيْمِيِّ عَنْ الْحَارِثِ بْنِ سُوَيْدٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُأَتَيْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِي مَرَضِهِ وَهُوَ يُوعَكُ وَعْكًا شَدِيدًا وَقُلْتُ إِنَّكَ لَتُوعَكُ وَعْكًا شَدِيدًا قُلْتُ إِنَّ ذَاكَ بِأَنَّ لَكَ أَجْرَيْنِ قَالَ أَجَلْ مَا مِنْ مُسْلِمٍ يُصِيبُهُ أَذًى إِلَّا حَاتَّ اللَّهُ عَنْهُ خَطَايَاهُ كَمَا تَحَاتُّ وَرَقُ الشَّجَرِ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ዩሱፍ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ኣል ኣማሲ] ካብ [ኢብራሂም ኣት ታይሚ] ካብ [ኣል ሓሪስ ቢን ሱዋይድ] ካብ [ዓብደላ] ራድሊኣላሁ ዓንሁ፤ ሓደ ግዜ ንረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ኣብ ዝሓመመሉ እዋን በጺሐ ነይረ፡ ቃንዛ ዝስምዖ ዝነበረ ይመስል፡ ቀጺለ በልኩ፤ 'ኣዝዩ ከቢድ ቃንዛ ዘጋጥመካ ዘሎ ይመስል፡ ስለዚ ኢኻ ዕጽፊ ዓስቢ ትረክብ'። ንሱ ድማ ከምዚ ክብል መለሰ: 'ሓቂ እዩ ብመዓት ዝውቃዕ ኣስላማይ ኣይኮነን ግን ከምቲ ገረብ ቆጽላ ዘፍስስ ኣላህ ጌጋታቱ ከፍስስ እዩ' ኢሉ መለሰሉ።