Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Bukhari : 4995

حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ أَبِي الْأَسْوَدِ حَدَّثَنَا مُعَاذٌ حَدَّثَنِي أَبِي عَنْ يُونُسَ عَنْ قَتَادَةَ عَنْ أَنَسِ بْنِ مَالِكٍ قَالَمَا أَكَلَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عَلَى خِوَانٍ وَلَا فِي سُكْرُجَةٍ وَلَا خُبِزَ لَهُ مُرَقَّقٌقُلْتُ لِقَتَادَةَ عَلَامَ يَأْكُلُونَ قَالَ عَلَى السُّفَرِ

ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ኣቡል ኣስዋድ] ነጊሩና ኣሎ [ሙዓድዝ] ነጊሩኒ ኣሎ [ኣቦይ] ካብ [ዩኑስ] ካብ [ቃታዳ] ካብ [ኣናስ ቢን ማሊክ] ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ኣብ መኣዲ በሊዖም ኣይፈልጡን ካብ ጻሕሊ እውን ኣይኮኑን። ልስሉስ እንጀራ ድማ ሰሪሑ ኣይፈልጥን።" ንቃታዳ 'እሞ ኣብ ምንታይ ጻሕሊ እዩ ዝበልዕ?' ንሱ ድማ ‘ኣብ ቆጽሊ ስየ ተምሪ’ ኢሉ መለሰ።