Imam Bukhari : 4811
حَدَّثَنَا مَالِكُ بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا زُهَيْرٌ عَنْ هِشَامٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ عَائِشَةَأَنَّ سَوْدَةَ بِنْتَ زَمْعَةَ وَهَبَتْ يَوْمَهَا لِعَائِشَةَ وَكَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقْسِمُ لِعَائِشَةَ بِيَوْمِهَا وَيَوْمِ سَوْدَةَ
ነጊሩና ኣሎ [ማሊክ ቢን እስማዒል] [ዙሃየር] ካብ [ሂሻም] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣይስያ] ከምዚ ኢሉና፤ 'ሳውዳ ቢንት ዛምዓ፡ ናይ መዓልቲ ተራኣ ንዓይስያ ሂባታ። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም መዓልቶም ንዓይስያ መቒሎም ተራ ናይ ሳውዳ ውን ንዓኣ እዩ ነይሩ'።