Rasulullah melarang nikah secara mut'ah
Imam Muslim : 2509
و حَدَّثَنِي سَلَمَةُ بْنُ شَبِيبٍ حَدَّثَنَا الْحَسَنُ بْنُ أَعْيَنَ حَدَّثَنَا مَعْقِلٌ عَنْ ابْنِ أَبِي عَبْلَةَ عَنْ عُمَرَ بْنِ عَبْدِ الْعَزِيزِ قَالَ حَدَّثَنَا الرَّبِيعُ بْنُ سَبْرَةَ الْجُهَنِيُّ عَنْ أَبِيهِ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ نَهَى عَنْ الْمُتْعَةِ وَقَالَ أَلَا إِنَّهَا حَرَامٌ مِنْ يَوْمِكُمْ هَذَا إِلَى يَوْمِ الْقِيَامَةِ وَمَنْ كَانَ أَعْطَى شَيْئًا فَلَا يَأْخُذْهُ
ከምኡ ውን ነጊሩኒ ኣሎ [ሰላማ ቢን ስያቢብ] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ሓሰን ቢን ዓ'ያን] ነጊሩና ኣሎ [ማዒቂል] ካብ [ኢብኑ ኣቢ ኣብላህ] ካብ [ዑመር ቢን ዓብዱል ዓዚዝ] ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓሌይ ዋሰላም ንመውስቦ ሙትዓ ከም ዝኸልከለና [ኣርራቢዕ ቢን ሳብራህ ኣል ጁሃኒ] ካብ [ኣቡኡ] ተነጊሩና ኣሎ: - -መውስቦ ሙትዓ- ካብ ሎሚ ክሳብ መዓልቲ ቂያም ሓራም ምዃኑ ፍለጥ: ነታ ሙቱዓ ዝመርዓዋ ሰበይቲ ገለ ዝሃባ ኣይምለሰላ’ እናበለ::