Imam Bukhari : 4661
حَدَّثَنَا عُمَرُ بْنُ حَفْصِ بْنِ غِيَاثٍ حَدَّثَنَا أَبِي عَنْ الْأَعْمَشِ قَالَ حَدَّثَنِي إِبْرَاهِيمُ عَنْ عَبِيدَةَ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَالَ لِي النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ اقْرَأْ عَلَيَّ الْقُرْآنَ قُلْتُ آقْرَأُ عَلَيْكَ وَعَلَيْكَ أُنْزِلَ قَالَ إِنِّي أُحِبُّ أَنْ أَسْمَعَهُ مِنْ غَيْرِي
ነጊሩና ኣሎ [ዑመር ቢን ሓፍሽ ቢን ጊያት] ነጊሩና ኣሎ [ኣቦይ] ካብ [ኣል ዓ'ማሲ] ኢሉ፤ ንዓይ [ኢብራሂም] ካብ [ኣቢዳ] ካብ [ዓብደላ] ራድያላሁ ዓንሁ ነጊሩኒ ኣሎ ኢሉ፤ ሓደ እዋን ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎምኒ : ቁርኣን ኣንብበኒ ። ኣነ ድማ፡ ዋላ እኳ እንተተገልጸልካ፡ ከንብበካ ድየ፧’ በልክዎ። ንሱ ድማ፡ 'ብሓቂ ካብ ካልኦት ሰባት ክሰምዖ ደስ ይብለኒ' ኢሉ።