Tanah itu suci dan tidak najis tanah dapat dipakai sujud dan untuk bersuci atau tayamum
Imam Bukhari : 419
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ سِنَانٍ قَالَ حَدَّثَنَا هُشَيْمٌ قَالَ حَدَّثَنَا سَيَّارٌ هُوَ أَبُو الْحَكَمِ قَالَ حَدَّثَنَا يَزِيدُ الْفَقِيرُ قَالَ حَدَّثَنَا جَابِرُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أُعْطِيتُ خَمْسًا لَمْ يُعْطَهُنَّ أَحَدٌ مِنْ الْأَنْبِيَاءِ قَبْلِي نُصِرْتُ بِالرُّعْبِ مَسِيرَةَ شَهْرٍ وَجُعِلَتْ لِي الْأَرْضُ مَسْجِدًا وَطَهُورًا وَأَيُّمَا رَجُلٍ مِنْ أُمَّتِي أَدْرَكَتْهُ الصَّلَاةُ فَلْيُصَلِّ وَأُحِلَّتْ لِي الْغَنَائِمُ وَكَانَ النَّبِيُّ يُبْعَثُ إِلَى قَوْمِهِ خَاصَّةً وَبُعِثْتُ إِلَى النَّاسِ كَافَّةً وَأُعْطِيتُ الشَّفَاعَةَ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ሲናን] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ሑስያም] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ሰያራ] -ማለት ኣቡ ኣል ሓካም- ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ያዚድ ኣል ፋቂር] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ጃቢር ቢን ዓብደላ] ከምዚ ኢሉ፡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ፡ 'ንዝኾነ ካብቶም ዘይተዋህበ ሓሙሽተ ነገራት ተዋሂቡኒ። ቅድመይ ዝነበሩ ነብያት፤ ኣብ ምሉእ ናይ ሓደ ወርሒ ጉዕዞ ኣንጻር ጸላእተይ ብፍርሒ ተሓጊዘ፣ ምድሪ ስግደትን ቅድስናን ቦታ ኮይና ተገይራለይ፤ ስለዚ ሓደ ሰብ ካብ ኡመይ ግዜ ኣብ ዝረኸበሉ ቦታ ንጸሎት ይግበሮ። እቲ ምርኮ ሕጋዊ ተገይሩለይ፣ ቅድመይ ዝነበሩ ነብያት ብፍሉይ ንህዝቦም ክለኣኹ ከለዉ፣ ኣነ ድማ ንኹሉ ወዲ ሰብ ተላኢኸ፣ -መሰል- ኣማላድነት ድማ ተዋሂቡኒ'።