Imam Bukhari : 4345
حَدَّثَنِي عَمْرُو بْنُ عَلِيٍّ حَدَّثَنَا يَحْيَى حَدَّثَنَا سُفْيَانُ حَدَّثَنِي سُلَيْمَانُ عَنْ إِبْرَاهِيمَ عَنْ أَبِي مَعْمَرٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ{ إِلَى رَبِّهِمْ الْوَسِيلَةَ }قَالَ كَانَ نَاسٌ مِنْ الْإِنْسِ يَعْبُدُونَ نَاسًا مِنْ الْجِنِّ فَأَسْلَمَ الْجِنُّ وَتَمَسَّكَ هَؤُلَاءِ بِدِينِهِمْزَادَ الْأَشْجَعِيُّ عَنْ سُفْيَانَ عَنْ الْأَعْمَشِ{ قُلْ ادْعُوا الَّذِينَ زَعَمْتُمْ }
ነጊሩኒ ኣሎ [ዓምሩ ቢን ዓሊ] ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ንዓይ [ሱሌማን] ካብ [ኢብራሂም] ካብ [ኣቡ መዓመር] ካብ [ዓብደላ] ብዛዕባ ቃል ኣላህ ነጊሩኒ ኣሎ: እቶም ዝጽውዑሎም: ንባዕሎም ናብ ጎይታኦም መንገዲ ይደልዩ.., -ኣልኢስራ: 57-. ዓብደላ ድማ፤ ገለ ሰባት ንጂን የምልኹ። ሽዑ እቶም ጂን ናብ እስልምና ክቕየሩ ከለዉ፡ እቶም ዘምልኹዎም ሰባት ድማ ኣብ እምነቶም ጸኒዖም ጸኒሖም። [ኣል ኣስያጅ] ካብ [ሱፍያን] ካብ [ኣል ዓ'ማሲ] ወሲኹ ማለት ቃላት ኣላህ: በል: 'ነቶም ብዘይካ ኣላህ -ኣማልኽቲ- ኢልኩም እትቖጽርዎም ጸውዕዎም...: -ኣልኢስራ: 56-::