Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Tirmidzi : 3544

حَدَّثَنَا الْحُسَيْنُ بْنُ يَزِيدَ حَدَّثَنَا عَبْدُ السَّلَامِ بْنُ حَرْبٍ عَنْ يَزِيدَ أَبِي خَالِدٍ عَنْ الْمِنْهَالِ بْنِ عَمْرٍو عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ الْحَارِثِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنَا أَوَّلُ مَنْ تَنْشَقُّ عَنْهُ الْأَرْضُ فَأُكْسَى حُلَّةً مِنْ حُلَلِ الْجَنَّةِ ثُمَّ أَقُومُ عَنْ يَمِينِ الْعَرْشِ لَيْسَ أَحَدٌ مِنْ الْخَلَائِقِ يَقُومُ ذَلِكَ الْمَقَامَ غَيْرِي قَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ غَرِيبٌ صَحِيحٌ

ነጊሩና ኣሎ [ኣል ሑሴን ቢን ያዚድ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱሰላም ቢን ሓርብ] ካብ [ያዚድ ኣቡ ካሊድ] ካብ [ኣል ሚንሃል ቢን ዓምሩ] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣል ሓሪት] ካብ [ኣቡ ሑራይራ ራድሊያላሁ ዓንሁ] ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ:- ‘ኣነ እየ መጀመርታ ካብ ምድሪ ዝወጻእኩ -ዝተንስአ- ድሕሪኡ ክዳውንቲ ካብ ሰማይ ተኸዲኖምኒ: ድሕሪኡ ኣብ ጥቓ ዝፋን ደው ኢለ ካብዞም ፍጡራት እዚኣቶም ብዘይካይ ነቲ ቦታ ዝሕዝ ሰብ ኣይነበረንን’ ኢሉ። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ 'እዚ ሓዲስ ሓሰን ጋሪብ ሓቀኛ እዩ።'