Imam Darimi : 1075
حَدَّثَنَا حَجَّاجٌ حَدَّثَنَا حَمَّادٌ عَنْ أَيُّوبَ عَنْ نَافِعٍ أَنَّ نِسَاءَ ابْنِ عُمَرَ كُنَّ يَخْتَضِبْنَ وَهُنَّ حُيَّضٌ
ነጊሩና ኣሎ [ሓጃጅ] ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ] ካብ [ኣዩብ] ካብ [ናፊዕ]፤ 'ኣንስቲ [ኢብን ዑመር] ኣላህ ይርሓፈን ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያት ጸጉረን ይሕብራ ነይረን'።