Imam Darimi : 457
أَخْبَرَنَا يُوسُفُ بْنُ مُوسَى أَخْبَرَنَا أَزْهَرُ عَنْ ابْنِ عَوْنٍ عَنْ ابْنِ سِيرِينَ قَالَ لَوْ كُنْتُ مُتَّخِذًا كِتَابًا لَاتَّخَذْتُ رَسَائِلَ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
[ዩሱፍ ቢን ሙሳ] ካብ [ኢብን ዓን] ካብ [ኢብን ሲሪን] ራሂማሁላህ ከም ዘዘንትወልና [`ኣዝሃር] ከም ዝበሎ ተገሊጹልና ኣሎ:- 'ኣነ -ምስ ምጽሓፍ ፍልጠት ተሰማሚዐ- እንተዝወስድ: ናይ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ጽሑፋት ምጸሓፍኩ ነይረ'።