Imam Bukhari : 3545
حَدَّثَنَا مُسْلِمٌ حَدَّثَنَا وُهَيْبٌ حَدَّثَنَا ابْنُ طَاوُسٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَكَانُوا يَرَوْنَ أَنَّ الْعُمْرَةَ فِي أَشْهُرِ الْحَجِّ مِنْ الْفُجُورِ فِي الْأَرْضِ وَكَانُوا يُسَمُّونَ الْمُحَرَّمَ صَفَرًا وَيَقُولُونَ إِذَا بَرَا الدَّبَرْ وَعَفَا الْأَثَرْ حَلَّتْ الْعُمْرَةُ لِمَنْ اعْتَمَرْ قَالَ فَقَدِمَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَأَصْحَابُهُ رَابِعَةً مُهِلِّينَ بِالْحَجِّ وَأَمَرَهُمْ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنْ يَجْعَلُوهَا عُمْرَةً قَالُوا يَا رَسُولَ اللَّهِ أَيُّ الْحِلِّ قَالَ الْحِلُّ كُلُّهُ
ነጊሩና ኣሎ [ሙስሊም] ነጊሩና ኣሎ [ዉሃይብ] ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ታውስ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኢብን ዓባስ] ራድሊያላሁ ዓንሁማ ከምዚ ኢሉ፤ ሰባት ኣብ ኣዋርሕ ሓጅ ዑምራ ምፍጻም ኣብ ምድሪ ዓቢ ክፍኣት ከም ዝኾነ ይቖጽርዎ፡ ንወርሒ ሰፋር ድማ ሓራም ይገብሩዋ፡ ይብሉ፤ 'እቲ ቁስሊ እንተሓዊሱ - ኣብታ ገመል ድሕሪ ምውላዳ - ተረፍ ሓጅ ድማ እንተጠፊኡ ሽዑ 'ዑምራ ነቶም 'ዑምራ' ክገብሩ ዝደልዩ ፍቑድ እዩ። ኢብን ዓባስ ኣላህ ይሕጎሰሉ ከምዚ ኢሉ፤ ብድሕሪኡ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላምን ብጾቱን ኣብ ራብዓይ መዓልቲ ወርሒ ዙልሒጃ ኣብ መካ በጽሑ። ንሓጅ ጣልቢያ ይገብሩ ነበሩ፡ ነቢይ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ድማ ንዑምራ ዕላማኦም ክገብርዎ ኣዘዞም። እዚ ዓቢ ጸገም ስለ ዝኾነሎም: ‘ኦ ረሱል ረሱል ሓላል -ፍቑድ- እንታይ እዩ?’ ኢሎም ሓተትዎም። ንሱ ድማ 'ኩሉ ነገር ሓላል እዩ -ፍቑድ-' ኢሉ መለሰሉ።