Imam Bukhari : 3471
حَدَّثَنَا أَبُو نُعَيْمٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ الْعَزِيزِ بْنُ أَبِي سَلَمَةَ عَنْ مُحَمَّدِ بْنِ الْمُنْكَدِرِ أَخْبَرَنَا جَابِرُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَكَانَ عُمَرُ يَقُولُ أَبُو بَكْرٍ سَيِّدُنَا وَأَعْتَقَ سَيِّدَنَا يَعْنِي بِلَالًا
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኑኢም] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ኣቡ ሰላማ] ካብ [መሓመድ ቢን ኣል ሙንካድር] ነጊሩና ኣሎ [ጃቢር ቢን ዓብደላ ራድሊኣላሁ ዓንሁማ] ከምዚ ኢሉ፤ ''ዑመር ቢን ኣል ኸትሳብ ኣላህ ይሕጎሰሉ ሓደ እዋን ከምዚ ኢሉ፤ 'ኣቡበከር ርእሰ መምህርና ኮይኑ ንሓላፊና ማለት ቢላል ሓራ ኣውጺእዎ ኣሎ'።