Imam Bukhari : 3286
حَدَّثَنَا أَبُو نُعَيْمٍ حَدَّثَنَا هَمَّامٌ عَنْ قَتَادَةَ قَالَ سَأَلْتُ أَنَسًاهَلْ خَضَبَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ لَا إِنَّمَا كَانَ شَيْءٌ فِي صُدْغَيْهِ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኑዒም] ነጊሩና ኣሎ [ሓማም] ካብ [ቃታዳ] ከምዚ ኢሉ፤ ‘[ኣናስ] ሓቲተዮ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ጸጉሩ ቀለም ቀቢኦም ይፈልጡ ድዮም? '. ኢሉ መለሰ፤ 'ኣይፋልን ኣብ መቕደሱ ቁሩብ ብርሃን ጥራይ እዩ ዘሎ'።