Doa Nabi untuk orang yang berperang: Ya Allah, kuatkanlah dia dengan Ruhul Qudus
Imam Bukhari : 2973
حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ حَدَّثَنَا الزُّهْرِيُّ عَنْ سَعِيدِ بْنِ الْمُسَيَّبِ قَالَمَرَّ عُمَرُ فِي الْمَسْجِدِ وَحَسَّانُ يُنْشِدُ فَقَالَ كُنْتُ أُنْشِدُ فِيهِ وَفِيهِ مَنْ هُوَ خَيْرٌ مِنْكَ ثُمَّ الْتَفَتَ إِلَى أَبِي هُرَيْرَةَ فَقَالَ أَنْشُدُكَ بِاللَّهِ أَسَمِعْتَ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ أَجِبْ عَنِّي اللَّهُمَّ أَيِّدْهُ بِرُوحِ الْقُدُسِ قَالَ نَعَمْ
ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ዓብደላ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ነጊሩና ኣሎ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ሰዒድ ቢን ኣል ሙሳያብ] ኢሉ፤ ''ዑመር [ሓሰን] ግጥሚ እናዘመረ ናብ መስጊድ ኣትዩ ድሕሪኡ -'ዑመር ነቒፍዎ - ድሕሪኡ ሓሰን ከምዚ ኢሉ፤ 'ሓደ እዋን ኣብ መስጊድ ግጥሚ ደሪፈ ኣብቲ እዋን ካባኻ ዝሓሹ ሰባት ነይሮም'። ብድሕሪኡ ተገልቢጡ ምስ [ኣቡ ሑረይራ ረቢ ይርኣየሉ] ተራኺቡ ከምዚ በለ፤ 'ብስም ኣላህ ይምሕልልካ ኣለኹ፡ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም 'ሕቶይ ኣማልኡ' ክብሉ ሰሚዕካ ዲኻ። ኦ ኣላህ ብሩሑል ቁዱስ - መልኣኽ ጅብሪል 'ዓላይሂሰላም-' ኣበርትዖ። ኣቡ ሑረይራ ኣላህ ይሕጎሰሉ 'እወ' ኢሎም።