Imam Bukhari : 2873
حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا جُوَيْرِيَةُ عَنْ نَافِعٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَامَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ خَطِيبًا فَأَشَارَ نَحْوَ مَسْكَنِ عَائِشَةَ فَقَالَ هُنَا الْفِتْنَةُ ثَلَاثًا مِنْ حَيْثُ يَطْلُعُ قَرْنُ الشَّيْطَانِ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ጁዌይሪያ] ካብ [ናፊ'] ካብ [ዓብደላ ራድሊኣላሁ ዓንሁ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ስብከት ክህቡና ደው ኢሎም ድሕሪኡ ናብ መንበሪ ገዛ ዓይስያ ብኢዱ ብምምልካት : ጸለመ ኣሎ፣ ሰለስተ ግዜ፣ ኣብኡ እዩ ቀርኒ ዲያብሎስ ዝረአ’።