Imam Bukhari : 2810
حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ حَدَّثَنَا أَبُو حَازِمٍ قَالَ سَأَلُوا سَهْلَ بْنَ سَعْدٍ السَّاعِدِيَّ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُبِأَيِّ شَيْءٍ دُووِيَ جُرْحُ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ مَا بَقِيَ مِنْ النَّاسِ أَحَدٌ أَعْلَمُ بِهِ مِنِّي كَانَ عَلِيٌّ يَجِيءُ بِالْمَاءِ فِي تُرْسِهِ وَكَانَتْ يَعْنِي فَاطِمَةَ تَغْسِلُ الدَّمَ عَنْ وَجْهِهِ وَأُخِذَ حَصِيرٌ فَأُحْرِقَ ثُمَّ حُشِيَ بِهِ جُرْحُ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ዓብደላ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፋን] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ሓዚም] ከምዚ ኢሉ: 'ን[ሰሓል ቢን ሰዓድ ኣስ-ሰዒዲ] ራድሊያላሁ ዓንሁ ሓቲቶም: ቁስሊ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ብእንታይ ተሓኪሙ?' ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰ:- ካባይ ንላዕሊ ዝፈልጥ ብህይወት ዘሎ ሰብ የለን: ዓሊ ፋጢማ ነቲ ደም ካብ ገጹ እናኣጽረየት ኣብ መጥሓኒ ማይ ኣምጺኡ: ድሕሪኡ መንጸፍ ወሲዱ ኣቃጺሉ - ክሳብ ናብ ሓሙኽሽቲ ዝቕየር - ድሕሪኡ ኣብ ቁስሊ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይዋሳላም ኣንበሮ’።