Bepergian itu merupakan bagian dari adzab yang dapat menghalangi salah seorang di antara kalian dari makan, minum dan tidur
Imam Bukhari : 2779
حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ يُوسُفَ أَخْبَرَنَا مَالِكٌ عَنْ سُمَيٍّ مَوْلَى أَبِي بَكْرٍ عَنْ أَبِي صَالِحٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ السَّفَرُ قِطْعَةٌ مِنْ الْعَذَابِ يَمْنَعُ أَحَدَكُمْ نَوْمَهُ وَطَعَامَهُ وَشَرَابَهُ فَإِذَا قَضَى أَحَدُكُمْ نَهْمَتَهُ فَلْيُعَجِّلْ إِلَى أَهْلِهِ
ተነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ዩሱፍ] ካብ [ሱማያ፡ ማውላ ኣቡበከር] ካብ [ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ ረድሊያላሁ ዓንሁ] ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ኢሉና ኣሎ [ዓብደላህ ቢን ዩሱፍ] ነጊሩና ኣሎ [ማሊክ] ካብ [ሱመያ፡ ማውላ ኣቡበከር] ካብ [ኣቡ ሑረይራ ረድሊኣላሁ ዓንሁ] ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: 'ሰፋር -ምጉዓዝ- ክፋል -ፍርቂ- ናይቲ መቕጻዕቲ -ስቅያት- እዩ ምኽንያቱ ሓደ ካባኻትኩም ከይደቀሰ እንተ ተጓዒዙ፡ ምብላዕን ምስታይን እዩ። ሓደ ካባኻትኩም ንግዱ ምስ ወድአ - እናተጓዕዘ ከሎ - ብኡንብኡ ናብ ስድርኡ ይምለስ'።