Imam Nasa'i : 5656
أَخْبَرَنَا عُبَيْدُ اللَّهِ بْنُ سَعِيدٍ قَالَ سَمِعْتُ أَبَا أُسَامَةَ يَقُولُمَا رَأَيْتُ رَجُلًا أَطْلَبَ لِلْعِلْمِ مِنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ الْمُبَارَكِ الشَّامَاتِ وَمِصْرَ وَالْيَمَنَ وَالْحِجَازَ
ንዓና [ዑበይዱላህ ቢን ሰዒድ] ድሕሪ ምሕባሩ ከምዚ ኢሉ፤ [ኣቡ ኡሳማ] ‘ብዘይካ ዓብደላ ኢብኑል ሙባረክ ካልእ ኣብ ምድላይ ፍልጠት ትጉህ ሰብ ርእየ ኣይፈልጥን፣ ሓደ እዋን ናብ ስያማት፣ ግብጺ፣ የመንን ሂጃዝን ከይዱ’ ክብል ሰሚዐዮ።