Imam Nasa'i : 5637
أَخْبَرَنَا سُوَيْدٌ قَالَ أَنْبَأَنَا عَبْدُ اللَّهِ عَنْ عَبْدِ الْمَلِكِ عَنْ عَطَاءٍفِي الْعَصِيرِ قَالَ اشْرَبْهُ حَتَّى يَغْلِيَ
ንዓና [ሱዋይድ] ድሕሪ ምሕባሩ ድማ፤ ብዛዕባ ጽማቝ ፍረታት ካብ [ዓብዱላህ] ካብ [ዓብዱል ማሊክ] ካብ [ኣታ] ነጊሩና ኣሎ፡ ‘ክሳብ ዝፈልሕ - ክሳብ ዝፍልሕ ስተዩ -’ ኢሉ መለሰ።