Imam Nasa'i : 5293
أَخْبَرَنَا مُحَمَّدُ بْنُ الْمُثَنَّى قَالَ حَدَّثَنَا خَالِدُ بْنُ الْحَارِثِ قَالَ حَدَّثَنَا حُمَيْدٌ عَنْ الْحَسَنِ عَنْ أَبِي بَكْرَةَ قَالَعَصَمَنِي اللَّهُ بِشَيْءٍ سَمِعْتُهُ مِنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَمَّا هَلَكَ كِسْرَى قَالَ مَنْ اسْتَخْلَفُوا قَالُوا بِنْتَهُ قَالَ لَنْ يُفْلِحَ قَوْمٌ وَلَّوْا أَمْرَهُمْ امْرَأَةً
ንዓና [መሓመድ ኢብኑል ሙጽና] ድሕሪ ምሕባሩ ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ካሊድ ኢብኑል ሓሪት] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ሑማይድ] ካብ [ኣልሓሰን] ካብ [ኣቡበክራ] ከምዚ ኢሉ ኣሎ፡ ኣላህ ብገለ ነገር ዓቂቡኒ ኣሎ፡ ካብ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ክስራ ምስ ተደምሰሰ ዝሰማዕክዎ፡ ንመን ንጉስ ሸይሞም?’ ኢሉ ሓተቶ። እቶም ኣዕሩኽ ድማ ‘ጓሉ’ ኢሎም መለሱ። ቀጺሉ ድማ፡ 'ህዝቢ ጉዳዩ ንጓል ኣንስተይቲ ኣሕሊፉ ዝሃበ ዕድለኛ ኣይከውንን'ዩ' ኢሉ።