Imam Nasa'i : 4562
أَخْبَرَنَا مُحَمَّدُ بْنُ عَبْدِ الْأَعْلَى قَالَ حَدَّثَنَا الْمُعْتَمِرُ قَالَ سَمِعْتُ أَبِي قَالَ حَدَّثَنَا أَبُو نَضْرَةَ عَنْ جَابِرِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ قَالَكُنَّا نَسِيرُ مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَأَنَا عَلَى نَاضِحٍ فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَتَبِيعُنِيهِ بِكَذَا وَكَذَا وَاللَّهُ يَغْفِرُ لَكَ قُلْتُ نَعَمْ هُوَ لَكَ يَا نَبِيَّ اللَّهِ قَالَ أَتَبِيعُنِيهِ بِكَذَا وَكَذَا وَاللَّهُ يَغْفِرُ لَكَ قُلْتُ نَعَمْ هُوَ لَكَ يَا نَبِيَّ اللَّهِ قَالَ أَتَبِيعُنِيهِ بِكَذَا وَكَذَا وَاللَّهُ يَغْفِرُ لَكَ قُلْتُ نَعَمْ هُوَ لَكَقَالَ أَبُو نَضْرَةَ وَكَانَتْ كَلِمَةً يَقُولُهَا الْمُسْلِمُونَ افْعَلْ كَذَا وَكَذَا وَاللَّهُ يَغْفِرُ لَكَ
ንዓና [መሓመድ ቢን ዓብዱልዓ’ላ] ምስ ሓበረና፤ [ኣል ሙዕታሚር] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ [ኣቦይ] ክብል ሰሚዐ፤ ካብ [ጃቢር ቢን ዓብደላ] [ኣቡ ናድራ] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ሓደ ግዜ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተጓዒዝና ኣነ ድማ ኣብ ገመል እየ ነይረ። ብድሕሪኡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በሎም: ብፍላንሲን ዲኻ ሸይጥካለይ ኣላህ ድማ ሓጢኣትካ ይቕረ ይብለልካ? ስለዚ እብል፤ እወ ገመል ንዓኻ እያ ኦ ነቢ ኣላህ። ንሱ ድማ ከምዚ በለ: ብፍላንሲን ዲኻ ሸይጥካለይ ኣላህ ድማ ሓጢኣትካ ይቕረ ይብለልካ? ስለዚ እብል፤ እወ ገመል ንዓኻ እያ ኦ ነቢ ኣላህ። 'ብፍላንሲን ዲኻ ሸይጥካለይ ኣላህ ድማ ሓጢኣትካ ይቕረ ይብለልካ?' ስለዚ እብል፤ እወ ገመል ንዓኻ እያ ኦ ነቢ ኣላህ። ኣቡ ናድራ ከምዚ ኢሎም፤ ኣስላም ድማ ከምኡ ይብሉ፤ ከምዚን ከምዚን ግበሩ ኣላህ ይቕረ ይብለልኩም።