Imam Nasa'i : 4554
أَخْبَرَنَا زِيَادُ بْنُ أَيُّوبَ قَالَ حَدَّثَنَا عَبَّادُ بْنُ الْعَوَّامِ قَالَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ بْنُ حُسَيْنٍ قَالَ حَدَّثَنَا يُونُسُ عَنْ عَطَاءٍ عَنْ جَابِرٍأَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ نَهَى عَنْ الْمُحَاقَلَةِ وَالْمُزَابَنَةِ وَالْمُخَابَرَةِ وَعَنْ الثُّنْيَا إِلَّا أَنْ تُعْلَمَ
ንዓና [ዚያድ ቢን ኣዩብ] ምስ ሓበረና፤ [ዓባድ ቢን ኣል ኣውዋም] ኢሉና ኣሎ ኢሉ፤ [ሱፍያን ቢን ሑሴን] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ን[ዩኑስ] ካብ [ዓቶ`] ካብ [ጃቢር] ነቢይ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ንሙሓቃላን ሙዛባናን ሙኻባራን ከምኡ’ውን ፍሉያት ነገራት ከም ዝኸልከሉ እንተዘይተፈልጠ ነጊሩና ኣሎ።