Imam Nasa'i : 1680
أَخْبَرَنَا إِسْمَعِيلُ بْنُ مَسْعُودٍ قَالَ حَدَّثَنَا بِشْرُ بْنُ الْمُفَضَّلِ قَالَ حَدَّثَنَا سَعِيدٌ عَنْ قَتَادَةَ عَنْ زُرَارَةَ بْنِ أَوْفَى عَنْ سَعْدِ بْنِ هِشَامٍ أَنَّ عَائِشَةَ حَدَّثَتْهُأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَانَ لَا يُسَلِّمُ فِي رَكْعَتَيْ الْوِتْرِ
ንዓና [እስማዒል ቢን መስዑድ] ድሕሪ ምሕባሩ ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ቢሲር ቢን ኣል ሙፋድልልል] ኢሉ፤ [ሰዒድ] ካብ [ቃታዳ] ካብ [ዙራህ ቢን ዓውፋ] ካብ [ሰዓድ ቢን ሂሻም] [ዓዒስያ] ከም ዝበሎ ነጊሩና ኣሎ፤ 'ረሱል ሰለላሁዓለይሂ ወሰላም ኣብ ካልኣይ ረካዓ ናይ ዊትሪ ሰላት ሰላምታ ኣይበሉን'።